Friday, January 17, 2014

ደቂ ትግራይ ኣብ ዓለም ቅድሚ ፋሕጭንግራሕ ምባሎም

ሽሙ ኣይፈልጦን(ትፈልጥዎ ተሊኹም ሓብሩለይ)፡፡እታ ደርፊ መዓዝ ከም ዝደረፋ ግን ብዝተወሰነ መልክዑ ኣይጠፍአንን፤ደቂ ትግራይ ኣብ ዓለም ቅድሚ ፋሕጭንግራሕ ምባሎም፣ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንኽልተ ቅድሚ ምምቓሎም እያ ተደሪፋ፡፡እወ፤ ክልተ ኣሕዋት ጓኖት ኮይኖም ነንሕድሕዶም ንምቅትታል ብረት ቅድሚ ምቅናዖም፤ ከም ኣቤልን ቃኤልን ዓይንን ሓመድን ቅድሚ ምኹዋኖም፡፡ሓድነትና ከምዝ ሎሚ ሓውን ሓሰርን ቅድሚ ምኹዋኑ፡፡


እኒሃተይ ደርፊ ቀደም፡፡ኣድምፅዋ እሞ ስምዒትኩም ግለፁለይ፡፡

No comments:

Post a Comment