Tuesday, July 30, 2013

"ኣግደድኽለይ" በሉ ኣቦይ ዓብዪ



ዓብዪ ስብኣይ እዮም።እርጋን ምሒር ስለዝተፀዓዓኖም ገዛ ካብ ዝውዕሉ ቡዙሕ ግዜ ገይሮም ኣለው። ሰውነቶም ረቒቑስ ቁሪ ቁሪ ስለዘብሎም ሓዊ ምስሓ(ምሟቅ)ብጣዕሚ እዮም ዘዘውትሩ።ሐዚ እውን ከም ልማዶም እቶም ነወሕትን ዓፅሚ ጥራሕ ዝትርፉ ኣእጋሮምን ቆላን ዶግዓን ዘርጊሖም መንደድ ሓቚፎም እናሳሓኑ እዮም።

ኣቦይ ዓብዪ እቲ ዝጓሃረ ሓዊ ይህቦም ብዘሎ ሙቐት ምሒር ስልዝትመስጡ ክንዲ ናይ ኣድጊ ዝኸን ወሸላኦም ንቲ ሰፊሕ ኣፉ ቁምጣ ስረኦ ሓሊፉ ኣብ መሬት ተታዕምባሉ ኣየስተውዐሉን። ሙቐት ተሰሚዕዎም ውሸላኦም ምግልብባጥ ጅሚሩ።

ኣብት እዋን ኣብ ቅድሚቶም ኮይና ሓዊ  እናሞቐት  "ፉርርር...ፉርርር" እናበለት ትኾርፍ ዝንብርት ድሙ እቲ ውሽላ እንትንቀሳቀስ ትርኢ እሞ ኣንጭዋ ምሲልዋ ዘሊላ ከይዳ ባስናናን ባፅፋራን "ሕኝ... ሕኝ... እሙም... እሙም" ምባል ትጅምር።ኣቦይ ዓብዪ ካባርርዋ ሞኪሮም ኣይተሳኸዐሎምን።ግን ድማ ብቃንዛ ጥዋዕ ክብሉ ኢሎም እዮም ዘለው።

ባዓልት ገዛኦም ኣብ ኣዳኣጉዶ እየን ነይረን። "ኣትዮ ንዛ ድሙ እማ ንዒ ሩርር...ችቹቹ" በልያ ኢሎመን።ኣደይ ዓባይ ከምዝተኣዝዝኦ ይገብራ።"ሩርር...ችቹቹ...ሩርር...ችቹቹ"

እታ ክፉእቲ ድሙ ግን ንቲ ወሸላኦም ንኺሳ እናጎተተት " እሙም... እሙም" እናበለት ናብ እንዳ ኣጉዶ ክተምርሕ እንትብ ናይ ኣቦይ ዓብዪ ስቓይ ተሐይሎ። ድሕሪኡ ኣቦይ ዓብዪ እንታይ ዝበሉ ይመስለኩ፣ "ኣትትትት!! ኣግደድክለይ! ኣግደድክለይ! ኣግደድክለይ!" ኢሎም ይብሃል።

ወዲአ፤ ተስሕቕ እንተኾይና ስሓቑ፤ ኪርኪርክር በሉ። ዘይተስሕቕ እንተኾይና እውን ስሓቑ፤ ኪርኪርክር በሉ።ስሓቕ ንመን ቐቲሉ ይፈልጥ?

Monday, July 29, 2013

መርትዖ፡ ረቲዓዶስ ተረቲዓ?(ኻልኣይ ክፋል)



ጋህዲ ክልተ ግን ከምቲ ኣይተ ወ/ገብሪኤል ዝብልዎ ብሓቂ ድያ ነቲ ሕሉፍ ታሪክ ኣዛቢዓ ትግራዋይ ነንባዓሉ ንክቀያየም ተፃሒፋ?‹‹ብድሕይ ዳንዴር ኣይብቆል በለት ኣድጊ›› ካብ ዝብል ናይታ የዋህ መገልገሊት ኣባሃህላ ተበጊሶም ድዮም ኣይተ ኣስገደ ንጋህዲ ክልተ ፅሒፎማ?ግን እኮ ህወሓት ደሳለኝ ዝብሃል እሙንን ተባዕን ተቃላሳይ ኣድጊ ነይሩዋ እዩ ዝብሃል፡፡አረ እን ወዲ ሮሚጥ እውን ደሪፎምሉ እዮም፡፡እሞ ኸ ኣይተ ኣስገደ ከም ደሳለኝ ኾይኖም ብቖራፅነት ኣብ ምቅላስ ዝርከቡ ተባዕ ዘይምኹዋኖም ከመይ ገይርና ኢና ክንፈልጥ?እቲ ናይ ህወሓት ንብረት ዝኾነ ሜጋ ቤተ ፃሕፍቲ ኸ ንምንታይ እዩ ብዙሓት ቅዳሓት መርትዖ ሒዙ ጋህዲ ክልተ ግን የብለይን ዝብለና ዘሎ?
ኣቱም ሰብ አነ ጋህዲ ክልተ ንምንባብ ብጣዕሚ እየ ትሃንጥየ ስለዘለኹም ‹‹ዝርኣየ ዓይኑ ይብራህ!›› ኣበይ ክምዝረኽባ ሓብሩለይ፡፡ክሻብ ሽዑኡ ግን ምስ መርትዖ ወግዕና ንቐፅል፡፡መርትዖ ኣብ ትሽዓተ ምዕራፋት ዝትኸፋፈለት እያ፡፡ኣብ ምዕራፍ ሓደ… ‹‹ምጅማር ጉዕዞ ቁልቁለት›› ሓደሽ ነገር ኣይረኸብኩላን፡፡ዝፈልጦ ታሪክ እያ ደጊማ ተሪኻትለይ… መርትዖ ንምርታዕ እናትሃንደደት እያ፡፡ምዕራፍ ክልተ እውን ድሕሪ ስዕረት ሓሙሽተ ዓመታት መግዛእቲ ጣልያን ዝነበረ ኩነታት ትግራይ እያ ክትትርኽ ቀፂላ፡፡
ኣብ ምዕራፍ ሰለስተ(ገፅ፡64) ግን ብዛዕባ መስረቲ ማገብት(ማሕበር ገስገስቲ ብሄረ ትግራይ) ኣልዒላ ኣይተ ኣስገደ ካብቶም መስረቲ ኣይኮንኹምን ክትብል ጀሚራ፡፡ኣይተ ኣስገደ ‹‹ካብቶም 31 ንማገብት ዝመስረቱ ውፉያት ተጋሩ ሓደ እየ ነይረ፡፡›› ይብሉ፡፡ዋላኳ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ እውን ኣብ ናይ መመረቒ ፅሑፎም(thesis:Origion of TPLF) ኣይተ ኣስገደ ምስ መስረቲ ማገብት ነይሮም እዮም እንተበሉ ኣይተ ወ/ገብሪኤል ግን ኣስገደ ከም ዘይነበረ ዝትሕብር ፅንዓት ሓደ እዮም መሪፆም፡፡ንምንታይ? ዶክተር ኣረጋዊ በርሀን ኣይተ ኣስገደን ኣብት እዋን ዝነበሩ ሓሲዎም፤ ጋዜጠኛ ሃይላይ ሓድጉ ግን ዋላኳ ኣብት ግዜ ኣይንበር እምበር ከም እሙን ፍልፍል ሓበሬታ ኾይኑ፣ማለት ድዩ? እዚ ጋዶ እዩ ክብሃል ዝኽእል ኣይተ ወ/ገብሪኤል፡፡‹‹መን የርድእ ዝቐበረ፤መን ይመስክር ዝነበረ›› ዝብሃል ምስላ እኮ ነዝን ወድዚን ንምግላፅ ዝትዘረበ እዩ ነይሩ፡፡
ኣይተ ኣስገደ ንኣይተ ወ/ገብሪኤል ብ1970 ዓ.ም ብወታደራዊ ታዕሊም ኣሰልጠኖሞም(ገፅ 188)፡፡ዳሕራይ ግን ኣይተ ወ/ገብሪኤል ናይ ደቡባዊ ግምባር መራሒ ክፍሊ ህዝቢ ብምኹዋን የገልግሉ ነይሮም(ገፅ 185)፡፡ይኹንበር ይብሉ ኣይተ ወ/ገብሪኤል ‹‹ኣይተ ኣስገደ ምስቶም ዘርዚሮም ዘቕመጥዎም ክፍሊ ህዝቢ ሽመይ ኣየእተውዎን(ቂመኛ ስለዝኹኑ)፡፡››ቅድሚ ምፅሓፍ ጋህዲ ክልተ ዲኹም ትቀያይምኹም? ዋእ! ንኣይተ ወ/ገብሪኤል ብኣካል ተዝረኽቦም ታይ ከም ዘቀያየሞም ምጠየቕኹዎም፡፡ምኽንቱ ድማ ካብ ግሊ ቂሞም ተላዒሎም እዮም ንመርትዖ ፂሒፎማ ዝብል ጥርጣሬ ክሓድረኒ ስለዘይደሊ፡፡

ብ1969 ዓ.ም ሶማልያ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝወረረትሉ እዋን ትሓህት ንሃገራ ብዘይምውጋና ናይ ሃገር ፍቕሪ የብላን ግዲ ተባሂላስ ኣይተ ወ/ገብሪኤል ድማ ‹‹ነቲ ወራር ኮኒኑዎ እምበር ኣይደገፎን፡፡ተሓህት ንወራር ሶማል ኮኒንዎ ከም ዝሓለፈ እዩ ዝዛረብ፡፡ኣይኮነነን ዝብል ስብ እንተሃልዩ ዘይምኹናኑ ዘረጋግፅ መርትዖ ሒዙ ይቅረብ፡፡››ይብሉ(ገፅ 115)፡፡

ቕደም፣ ቕደም እዩ ይብሉዋቶ፤ እየሱስ ክርስቶስ ናብ መሬት ቅድሚ ምውራዱ ኣብ ግሪክን ሮማን ሓደ መስደመሚ ሕጊ ከም ዝነበረ ይዝንቶ፡፡ሓደ ሰብ ወንጀል ፈፂሙ ተባሂሉ እንተተኸሲሱ ወንጀለና ዘይምኹዋኑ መርትዖ ተዘይኣቕሪቡ ከም ወንጀለኛ ተቖፂሩ ይእሰርን ይቕተልን ነይሩ ይብሃል፡፡ኣቱም ስብኣይ ተሓህት ኮኒነ እናበለት ዝትዛረብ እንተኾይና እያኮ መርትዖ ክተቕርብ ዝግባእ፤ብሓቂ ኮኒና ምኹዋና ንምረግጋፅ፡፡መርትዖ ኣብዚኣ ዝተረትዐት ይመስለኒ፡፡

ኣብ ተዓለምቲ ብዝግበር ፅሬት ተሓህት/ህወሓት ትኣስርን ትቐትልን ክም ዝነበረት ኣይተ ኣስገደ ግዲ ፅሒፎምስ ‹‹ሕድሕድ ተዓላማይ ብቑዕ እዩ ይሕለፍ ወይ ሓንፋሺ እዩ ይትኣሰር፤ይረሸን ዝብል ፍርዲ ወሃቢ ቁፅሪ ሓደ አይተ ኣስገደ ነይሮም፡፡›› ዝብል መርትዖ ኣቕሪቦምልና፤ ኣይተ ወ/ገብሪኤል(ገፅ 189)፡፡
እሞኸ ትሕግዝዎም ዲኹም ዘለኹም ወይስ ትቃወሙዎም? ኣስገደ ይረሸኑ ስለዝበለ እያ ህወሓት ትርሽን ዝነበረት እሞ ትሓታቲት ኣይኾነትን ማለት ድዩ? ከምዚ ዝበሉ ግፍዕታት ብምቅላዖም እንተኾይኑ ኣይተ ኣስገደ ‹‹ክልተ መልሓሱ›› ዘብሎም ዘሎማ ክልተ ተሪፉስ ክልተ ሽሕ መልሓስ እውን ይሃቦም፤ንንእዶም እምበር ኣይንኩንኖምን፡፡

መንታ መልሓሶም ብመቐስ ተቖሪፁ ደም ዛዕዛዕ ብምባሉ እውን ምሒር ንሓዝንን ነቲ ቖራፂ መልሓስ እንዳማቱ ከዓ ንኩንኖን ብሕጊ ንፋረዶን እምበር ኣይነጣቅዐሉን፡፡እቶም ምሩፃት ወለድናን ኣሕዋትናን ሂወቶም ዘወፈዩ፣ደሞም ዘፍሰሱን ኣካሎም ዝሳኣኑን እኮ ማዕርነትና ተረጋጊፁ፣መሰልና ተሓሊው ናይ ምንጋርን ምፅሓፍን መሰልና ንክንጥቀመሉ እዩ፡፡ወይስ ህወሓት ከም ሃይማኖታዊ ዶጉማ ተቖፂራ ‹‹ኩሉ ነገር ነውሪ እዩ፤ኣይባሃልን›› እናተባሃልና ኣፍና ሓቲምና ጥርቅም ክንብል እዩ ተደልዩ?ከምዚ ተኾይኑ ደኣ ደርግስ ታይድዩ ዝብል ዝነበረ? መርትዖ ኣይትሳኸዐላን፡፡

የግዳስ ጋህዲ ክልተ ሓደ ዕሽሽ ኢልካ ክሕለፍ ዘይኽእል ጌጋ ዝፈፀመት ይመስለኒ፡፡ ክምቲ መርትዖ ኣብ ገፅ 214 ዘስፈረቶ ጋህዲ ክልተ‹‹ከይተጋደልና ዓወት ካይርከብ ኢሎም ዝተጋደሉ›› ዝዓይነቱ ኣጉል ትምክሕቲ ኣስፊራ እንተኾይና ብሓቂ ዓብዩ ስሕተት ፈፂማ እያ፡፡ቃልሲ ወለዶ እናተቐባበለ ካብ ዓወት ናብ ዓወት ዘሸጋግሮ እምበር በሓደ ወለዶ ተጀሚሩ  ኣብ ሽቱኡ ዝበፅሕ ኣይኮነን፡፡ከምዚ ዓይነት መንገዲ ዝኽተሉ ኣምባገነናት መረሕቲ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ፡፡ቃልሲ ብኣቶም ተወሊዑ፤ንሳቶም ቅሂሞም ናብ መቓብር ክወርዱ ከለው ድማ ሓቢሩ ዝቕበር እዩ ክኸውን፡፡መርትዖ ኣብዚ ዝረትዐት ይመስለኒ፡፡

ድርፊታት ቀደም




ሽሙ ኣይፈልጦን(ትፈልጥዎ ተሊኹም ሓብሩለይ)፡፡እታ ደርፊ መዓዝ ከም ዝደረፋ ግን ብዝተወሰነ መልክዑ ኣይጠፍአንን፤ደቂ ትግራይ ኣብ ዓለም ቅድሚ ፋሕጭንግራሕ ምባሎም፣ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንኽልተ ቅድሚ ምምቓሎም እያ ተደሪፋ፡፡እወ፤ ክልተ ኣሕዋት ጓኖት ኮይኖም ነንሕድሕዶም ንምቅትታል ብረት ቅድሚ ምቅናዖም፤ ከም ኣቤልን ቃኤልን ዓይንን ሓመድን ቅድሚ ምኹዋኖም፡፡ሓድነትና ከምዝ ሎሚ ሓውን ሓሰርን ቅድሚ ምኹዋኑ፡፡


እኒሃተይ ደርፊ ቀደም፡፡ኣድምፅዋ እሞ ስምዒትኩም ግለፁለይ፡፡

Sunday, July 28, 2013

መርትዖ፡ ረቲዓዶስ ተረቲዓ?(ቀዳማይ ክፋል)




ተጋዳላይ ነበር(ነበር ዝበልኹሉ ምኽንያት እቶም ስብኣይ ካብ ኣባልነት ህወሓት ዓርሶም ኣግሊሎም ብርዖምን መልሓሶምን ኣቕኒዖም ብሓሳብ ኣንፃር ህወሓት ይኳሸሑ ስለዘለው እዩ፡፡)  ኣይተ ኣሰገደ ገብረስላሰ ጋህዲ ክልተ ዛርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም፤ በ2001 ዓ.ም ድማ አሐቲሞም፡፡ነታ መፅሓፍ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝፈልጠን መደብራት መፃሕፍቲ ኣልሸ ክረኽባ ስለዘይካኣልኹ ኣየምበብኩዋን፡፡ኣግንየ ምስኣንበብኩዋ ግን ሓዲስ ፍልጠት ክረኽበላ ከም ዝኽእል ተስፋ ይገብር፡፡እታ መፅሓፍ ንህወሓት ኣምሪራ ዝትነቅፍ ከምዝኾነት ተረዲአ ኣለኹ፡፡

ኣብ ኢድኻ ዘይላን ዘይምበብካያን መፅሓፍ ድኣ ንህወሓት ከም እትነቅፍ ሃመይ ጌርኻ ፈሊጥ? ዝብል ሕቶ ዝሓትት ተሃልዩ መልሱ ኣስዒበ ስለዘስፈርኹዎ ቅሩብ ሓቢርና ንጉዓዝ፡፡
ድሕሪ ሓደ ዓመት (2002 ዓ.ም)፣ኣይተ ወለደገብርኤል ታደሰ ዝተባሃሉ ተጋዳላይ ህወሓት ‹‹ብውድበይን ባዓልቲ ገዛይን ንዝመፀስ ይተረፍዶ ብብርዒ ብመድፍዕ እውን ካብ ምቅላስ ንድሕሪት ኣይብልን›› ዝብል መትከል ዘለዎም ይመስለኒ ኣብ ሓንቲ ዓመት ውሽጢ 529 ገፅታት ዘለዎ መፅሓፍ ሒዞም ደበኽ ኢሎም አለው፡፡እታ መፅሓፍ መርትዖ ትብሃል፡፡ቅርፂ ሽፋን መርትዖ ብውሕሉል ክኢላ ከምዝትቐረፀ ርኢኻ ንምርዳእ ኣየፀግምን፡፡ክልተ መልሓሱ ናብ ደገ ዘልዚሉ ዘውፀአ፣ኣስናኑ ዝገጠጠ፣ኣዒንቱ ዘፍጠጠ ስብኣይ መንታ መልሓሱ ብመቐስ እንትቑረፅ የመልክት፡፡ደም ይንጠባጠብ ኣሎ፡፡ብዙሓት ሰባት ድማ ንቲ ኹነታት ብጣቕዒት ድጋፎም እንትገልፁ ይርአዩ፡፡ብወገነይ ብናይቲ መቀናበራይ ስእሊ እኳ ተትደነቕኹ በቲ ዝፍፀም ዘሎ ተግባር ግን ሕጉስ ኣይኾንኩን፡፡

  1.  እቲ ኣዒንቱ ዘፍጠጠ፣ኣስናኑ ዝገጠጠን መንታ መልሓሱ ዝቑረፅ ዘሎን ስብኣይ መን እዩ?
  2. እቲ መቐስ ሒዙ ብዘይንሕስያ መንታ መልሓስ ዝቖርፅ ዘሎ ኸ?
  3. ነቲ መስካሕከሒ ተግባር ብጣቕዒት ዝዓጀቦ ሓፋሽ ኸ መን ይኾን?

Wednesday, July 24, 2013

‹‹የደወሉላቸውን ደንበኛ አሁን ማግኘት አይችሉም፤ እባክዎን ትንሽ ቆይተው ይደውሉ››

እችን ፅሑፍ እንድፅፍ ያነሳሳኝ ሪፖርተር የኢትዮ ቴሌኮምን ወቅታዊ አቋም ተንተርሶ በድረ ገፁ ያስነበበው ፅሑፍ ነው።እንደ አገልጋይ ስራተኛ፣እንደ ተገልጋይ ደንበኛና እንደ ዜጋ ሁኘ ስመለከተው በድርጅቱ ወቅታዊ አቋም ደስተኛ አይደለሁም።ትሻልን አሰናብቶ ትብስን እያመጣ የቁልቁል ማደጉ አሳዛኝ ነው።
አንዲት ሃገር እንደ ሃገር እንድትቀጥል የመንገድ ትራንስፖርት፣የመብራት ሃይል፣የውሃና ፈሳሽ አገልግሎትና ቴሌኮምኒኬሽን በጥራት መስፋፋት ወሳኝ ናቸው።መንገድ የደም ስር ነው።ብራት ሃይል ሃገሪትዋ ቆማ እንድትራመድ ያስችላል ሃይል፣ጉልበት ነውና።ውሃ ደም ነው፤ ያለ ደም ህይወት አይኖርም።ቴሌኮምኒኬሽን ደሞ የስው አንደበት እንዲደመጥ የሚያስችል ማለት ነው።ታድያ አንዲት ሃገር የደም ስርዋ ከተበጠሰ፣ራስዋን ችላ ካልቆመች፣ደምዋ ከደርቆ መናገር ካልቻልች እንዴት መቀጠል ትችላለች?

ኢትዮ ቴሌኮም ከመመስርቱ በፊት ዋሃዌና ዜድቲኢ የቴሌ ኔትወርክን በጋራ ያስኬዱት ነበር። የዛን ጊዜ ታድያ ችግር በተፈጠረ ቁጥር እርሰበርሳቸው በመካሰስ ችግሮች መፍትሔ ሳያገኙ ይቀሩ እንደ ነበር አይካድም።ለዛም ነበር ዋሃዌ ተባርሮ ዜድቲኢ የቴሌ ኔትወርክ ሙሉ በሙሉ እንዲቆጣጠረው የተደረገው ለዘመናት ያገሉት ሰራተኞችን መባረር ቀጥሎ የፍራንስ ቴሌኮሞች ቀዳሚው እርምጃ።ለውጥ መጣ መልሱ ላንባቢዎች።

Sunday, July 21, 2013

ጃዋር ምን ነካው?ምን አቀመሱት?




 በአሁኑ ግዜ የጃዋር ሞሐመድን ያህል የመገናኛ ብዙሐን ቀልብ የሳበ ፅንፈኛ ያለ አይመስለኝም፡፡የፌስቡክ መንደር ጃዋር ጃዋር ካለች ሰነባብታለች፡፡ቲዊተር የጃዋር ስምና አክራሪ አስተሳሰቦቹን እየደጋገመች በማስተጋባት ላይ ነች፡፡ዩቲዩብ በምስልና በድምፅ የተደገፉ የጃዋር ንግግሮችን ዘግባ ማስቀመጥ ለጎብኝዎች በነፃ እያስኮመኮች ትገኛለች፡፡የአዲስ አበባ መፂሔቶች በመጀመርያ ገፆቻቸውን ምስሉን በማተም የልዩ ዘገቦቻቸው ርእሰ አንቀፅ አድርገውት ከርመዋል፡፡

ጃዋር የስታንፎርድ ዩኒቨርሲቲ የፖለቲካል ሳይንስ ምሩቅ መሆኑንና አሁንም በኮሎምብያ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቱን በመከታተል እንደሚገኝ ዕንቁ መፂሔት በቅፅ 6 ቁጥር 95 የሐምሌ እትሟን አስፍራዋለች፡፡ከሚሰጣቸው ፅንፈኛ አስተያየቶች የምንረዳው ግን በስመጥር የአሜሪካ ዩኒቨርሲቲዎች ዘመናዊ ትምህርት የሚከታተል ሳይሆን በዓረብ ሃገራት በሚገኙ የሙጃህዲን ትምህርት ቤቶች የእስልምና አክራሪነት በመሰልጠን ላይ የሚገኝ ነው የሚመስለው፡፡ከአፉ የሚወጡ ቃላት በምክንያት የተደገፉና የእስልምና መሰረታዊ አስተምህሮ መሆኑን የሚታወቀውን ሰላማዊነት ሳይሆን ሞስሊሞችም ሳይቀር በመግደል የራሳቸው እምነት በሃይል ለማስፋፋት የዘመቱት ሙጃህዲኖችን ነው የሚመስለው፡፡ይህ ስሜታዊነቱ ደሞ የኢትዮጵያውያን አብሮ የመኖር ባህል የሚያናጋ አነጋገር እንዲከተል አድርጎታል፡፡አርቆ ማሰብ ተስኖታል፡፡

‹‹እኔ ከኢትዮጵያዊነቴ በፊት ኦሮሞ ነኝ፡፡›› ይሁን መብቱ ነው፡፡‹‹ኦሮሞ ከኢትዮጵያ ውጪ ነች፡፡›› ብሎ ሲል ነገሩ ተገለጠልንያው በአሜሪካ የዘመተ የኦነግ ታጣቂ መሆኑን ታዘብን፡፡በዚህ ግን አላቆመም ‹‹ስለ እስልምና መናገር የጀመርኩት ከጎንደር የመጣ አንድ ጓደኛየ ካገኘሁ በኋላ ነው›› በማለት ተንተባተበና(ሲንተባተብ የፈጠራ ወሬ ለማውራት እየተታገለ እንደሆነ አስተውያለሁ፡፡) ጎንደር የሚኖሩ ሞስሊሞች የሃይማኖት ነፃነት አጥተው እንደሚኖሩ፣በኦሮምያ ክልል የሚኖሩ ሞስሊሞች ግን ማንም ቀና ብሎ ሊያያቸው እንደማይደፍር ቢሞክርም በመንጫ እንደሚሉት የህፃናት ጀብደኝነት መቅደዱን ቀጠለ፡፡ስለሆነም የኦሮም ሞስሊሞች የኢትዮጵያ ምጣኔ ሃብትና የፖለቲካ ስልጣን መቆጣጠር እንዳለባቸውና የሌሎች ሞስሊሞች ነፃነት የብዛታቸውን ያህል በመንጫ ማረጋገጥ እንዳለባቸው በስሜት አስረግጦ ነግሯቸዋል፡፡

ይህ አነጋገር በጅሃዳዊ ሃረካትና በአኬልዳማ የኢትቪ ተከታታይ ዘጋቢ ፊልሞች ያየናቸው የሰው ህይወትና የሃገር ንብረት ለማውደም የታቀዱ ግንደሞ በድህንነቶች የከሸፉ ሰይጣናዊ ዝግጅቶች እውነትነት ሊኖራቸው እንደሚችል ያሳያል፡፡የኢትዮጵያችን ሰላም በሰለጠነው ዓለም ሰልጥነው ሳይሆን ሰይጥነው በሚመጡ አክራሪዎች እየተፈተነ ይገኛል፡፡አክራሪነትን ለመከላከል ብሎም ለማጥፋት በሚል ሰበብ ልአላዊ ሃገሮችን በመውረር የሚትታወቀው አሜሪካም የአክራሪነት ፈጣሪና ስፖንሰር መሆንዋን ግሃድ ያወጣ ርኩስ ተግባር ነው፡፡አዎ! አሜሪካ የአክራሪው ግንቦት ሰባት መስራችና መሪ የሆነው / ብርሃኑን እሽሩሩ እያለች ትገኛልች፡፡ኦነጎችም እዛው ናቸው፡፡የደርግ ከፍተኛ ባለስልጣናትም እዛው ሆነው የጥፋት መርዛቸውን በመርጨት ይገኛሉ፡፡

በኢትዮጵያችን ታሪክ በዳይና ተበዳይ ብሔር አለ የሚል እምነት የለኝም፤ለወደፊትም ይኖረኛል አልልም፡፡የኢትዮጵያውን

Friday, July 19, 2013

ሐምሌና የህይወቴ ወሳኝ ምዕራፎች




የተወለድኩባት ወር ጥር ብትሆንም ከሐምሌ ጋር ግን ላወዳድራት አልችልም፡፡ሐምሌ የህይወቴ በጣም ትላልቅ ምዕራፎች የተከናወኑባት ወር ነች፡፡

ሐምሌ 8 ቀን 1999 ዓ.ም ከመቐለ ዩኒቨርሲቲ በድግሪ ስመረቅ በደስታ አልቂሻለሁ፡፡ያኔ በጣም ያመኝ ስለ ነበር እንዳያስተኘኝና ትምህርቴን እንዳላቋርጥ እፈራ ስለነበር በሰላም ተመርቄ ያለምንም ዓይነት መንከራተት ወደ ስራ ዓለም በመቀላቀሌ ደስታየ እጥፍ ድርብ ነበር፡፡ያዓመት ከድህነትና ከበሽታ ባንዴ ነፃ የወጣሁበት ጊዜ ስለነበር የዩኒቨርሲቲ ቆይታየ የመጨረሻ ቃል(last word) “Thanks God, hardship has gone!”(ተመስገን ጌታየ፣ችግር ተሰናበተች!) የሚል እንዲሆን በወሰንኩት መሰረት በመመረቅያ መፅሔታችን ታትሞ እንደ ማስታወሻ እያገለገለኝ ይገኛል፡፡የህይወቴ ሁለተኛው ወሳኝ ምዕራፍ!!!

ሐምሌ 12 ቀን 2004 ዓ.ም ልክ የዛሬ ዓመት ከውድ እጮኛየ(ክብርት ባለቤቴ) ደስታ አብርሃ ጋር ቃል ኪዳን ያሰርንበት ቀን ነው፡፡ብቸኝነት ደህና ሁኚ ብዬ እስከወድያኛው ያሰናበትኩበት ቀን፡፡ብቸኝነት ብቻም አይደለም ማሕበራዊ ብቃቴን(social maturity) ያስመሰከርኩበት ቀን ነበር፡፡ከሰው ጋር ተቻችሎ፣ተስማምቶ፣በመደማመጥ፣በመተሳሰብ አብሮ መኖር የችል መሆኔን ያስመሰከርኩበት ቀን፡፡እስከ ህልፈተ ሞቴ ድረስ ቃሌን ጠብቄ ለመኖር ቃልኪዳን የገባሁበት እጅግ በጣም ትልቅ ቀን፡፡አምላክ ይመስገን ይሀው አንድ ዓመት ሆኖኛል፡፡



ሓርገፅ




ውሽጥኻ ዘቑስል
ዘሕኩክ ዘቃፅል
……ከም ሞጀለ ቆላ፤
ሃካይ ማይደራሩ
ኣብ ታሕቲ ምሕዳሩ
……ከም ሓተላ፤
ደረቕ ምድረ በዳ
ቀርናዕ ሓመድ ማንዳ
….ዝሓለፋ ሳዕሪ ዘይቦቕላ፤
ዕሾኽ ቀንጠፍጠፈ
ዕቡድ ከልቢ
ንኹሉ ዝልክም እናሓለፈ፤
ስልም እንተይበለ
ስለ ዘይእለ
ኣደይ ማርያም
........ትቦቅሶ ባዕላ፡፡