ኩሉ ግዘ ብኽፈእ ናብራ ምምራር ንጥዕና ፅቡቕ ከም ዘይኮነ ናይ ስነ ጥበብ ሊቃውንቲ ይምዕዱ። ስለዚ እስኪ ሎሚ ድማ ሓንቲ ቅደም ዝፈልጣ ቀልዲ ክንግረኩም።
ዲቕ ዝበለ መርዓ ተደጊሱስ ይበላዕ ይሰተ ክብሃል እዩ ተዋዒሉ።ምሬት ምስ መሸየ ኣዕርኽትን መርዓዊን ክናፈሱ ላብ ፋቶ የምርሑ። ስሬኦም ፈቲሖም ድማ ከፍ ንምባል ይዝጋጀዩ። ወዮ መርዓዊ ብጣዕ ወጢርዎ ስለዝነበረ ብርኩ ቅድሚ ምዕፃፉ የምልጦ እሞ << ጨርባዕ>> የብል። ሽዐኡ ኣዕርኽቲ ንንባዕሎም ምጥምማት ጀመሩ። መርዓዊ ድማ <<ኣይ ላብ ከፍ እያ ቁፅራ>> በለ ይብሃል።
No comments:
Post a Comment